እዚ ውድድር ብውሽጢ ዓቅሚ ንስሪ መሰልጠኒ ማእከል (EAGELS SPORT ACADEMY ዝተዳለወ እዩ።
ቐዳም ዕለት 11 ኣብ ዝወዓለ ኣብ መንጎ EAGELS (A) VS EAGELS (B) ኣብ ዝነበረ ጸወታ እዩ።
EAGL F.A
Informações para nos contactar, mapa e direções, formulário para nos contactar, horário de funcionamento, serviços, classificações, fotos, vídeos e anúncios de EAGL F.A, Desporto e lazer, São Paulo de Luanda.
23/05/2025
ሰላም ነዓኩም ንኣፍቀርቲ ስፖርት ካብ ሀገረ ኣንጎላ ከተማ ሉዋንዳ እዩ እዚ ሎሚ ዓመት ብምክንያት መዓልቲ ናጽነትና ዝካየድ ዘሎ ስፖርታዊ ውድድር ብፍላይ ኣብ ኩዕሶ እግሪ ንዋንጫ ናጽነት መን ወሰደ ክካየድ ኣብ ዝቀነየ ሎሚ ምሸት ብናይ ዋንጫ ጸወትኡ ክዓጹ እዩ።
እሞ ሒዝዎ ዘሎ ቴማ (መስመርና ድርዕና) ብዝብል ንመበል 34 ዓመተ ናጽነትና 🇪🇷 ኤርትራ ንምጽንባል ኣብ ከተማ ሉዋንዳ 🇦🇴 ኣብጎላ ዝካየድ ዘሎ ኮይኑ
እዚ ናስታት ሐደ ወርሒ ዝወሰደ ውድድር ኣብ ከተማ ሉዋንዳ ኣንጎላ ክካየድ ዝቀነየ ስፖርታዊ ውድድራት ብናይ ኩዕሶ እግሪ ን12 ጋንታታት ን240 ተጻወቲ ዝሐቆፈ ኪይኑ በዚ ናይ ሎሚ ምሸት ዝካየድ ናይ ዋንጫ መጋረጅኡ ክዓጹ እንከሎ እዘን ሎሚ ምሸት ዝገጥማ ድማ ኣብ መንጎ ሜሎቴን ሓይሊ ኣየርን እዩ ክኸወን ጽቡቅ ዕድል ንክልቴን ጋንታታት ድማ ንምነ
23/05/2025
ብዕለት 22/05/2025 ኣብ ዘምስየ ጸወታ ኣብ መንጎ ጋንታታት ፈንቅልን ቐይሕ ባሕርን ናይ ደረጃ ጸወታ ብዓወት ጋንታ ፈንቕል ተዛዚሙ ጋንታ ፈንቅል ናይ 3ይ ደረጃ ብምሓዝ ናይ ነሓስ መዳልያ ኣብ ክሳዶም ከጥልቁ እዩም።
እዚ ውድድር ዋንጫ ናጽነት ኣብ መንጎ 12 ጋንታታት ዝተኻየደ ኮይኑ ን240 ተጻወቲ ዝጠርነፈ እዩ።
በዚ ኣጋጣሚ ናይ መዛዘሚ ጸወታ ኣብ መንጎ ጋንታ ሜሎቲን ጋንታ ሓይሊ ኣየርን ብዝካየድ መጋረጅኡ ክዓጽይ እዩ።
ኣብ ሉዋንዳ ኣንጎላ ኣብ ዝካየድ ዝቕነየ ውድድር እዩ።
06/11/2024
Ciclistas do Petro dominam "Volta a Angola" - Petro de Luanda Os ciclistas do Petro de Luanda Meron Gebreeysus e Hosana Gonçalves foram os grandes vencedores das 7.ª e 8.ª etapas da 3.ª edição da “Volta a Angola em Bicicleta-Pepino 2024”.
Clique aqui para solicitar o seu anúncio patrocinado.
Localização
Categoria
Telefone
Website
Endereço
São Paulo De Luanda