25/08/2021
Finan Mehari
Help others
25/08/2021
ሓንካስ ብዕራይ ስሚ ሕዛእቲ
ሓንካስ ሰብኣይ ስሚ ኣንስቲ
23/05/2021
ምምባብ ኣይትሕመቑ
ኣብ ሓደ ዓቢ ህንጻ ኣዝዮም ብዙሓት ሰባት ዝቕመጥሉ ዝነበሩ ኣጋጣሚ'ዩ። ኣብቲ ፖላሶ ሓንቲ ኣዝያ ምልኽዕቲ ሰበይቲ ነበረት።
ካብ መዓልታት ሓንቲ ፥ ወዮ ጽብቕቲ ሰብይቲ " ኣብዚ ፖላሶ ካብ ዝቕመጡ ኣሰብኡት ብጀካ ምስ ሓደ ምስ ኩሎም ደቂሰ" ኢላ ክተዕልል ሓንቲ ካልእ ኣብቲ ፖላሶ እትቕመጥ ሰበይቲ ትሰምዓ።
ወዮ ብዕላላ ዘይቀሰነት ሰበይቲ፥ ነዚ ሰሚዓ ኩነታት ሰብኣያ ክትፈልጥ ብጉያ ናብ መንበሪ ገዝኦም ከደት። ሰበይቲ እናተሃንደደት መጽኣ "ስማዕ እንዶ ክሓተካ እዛ ኣብዚ ፖላሶ ትቕመጥ ጽብቕቲ ሰበይቲ ኣይትጸብቕ'ሲ፥ ብዘይካ ምስ ሓደ ምስ ኩሎም ኣብዚ ፖላሶ ዘለው ኣሰብኡት ደቒሰ" ኢላ ክተዕልል ሰሚዐያ'ሲ ከመይ ከመይ'ዩ ዝጉዳይ! ብምባል ትውከሶ።
ሰብኣይ ከም ቕልጥፍ ኢሉ፥-
"ኣንቲ እቲ ዓዋን ኣብርሃ'ዩ ዝኾውን፥ ብጀኩኡ መን ከይከውን ኢኺ። እንቲ ንሱ'ካ ንዝኾነ ነገር ብጽቡቕ ተቐቢሉዎ
መለት ዘበትት'ዩ" ኢሉዋ ንብለኩም 🤣🤣
ምንጪ gexat fb
ፍናን
14/05/2021
Dream with your eyes closed but live your dreams with eyes open!
19/04/2021
Wake up hah.a
18/04/2021
Fetnu
08/04/2021
What is the average of the numbers?
0,0,4,4,8,8
a) 1
b) 5
c) 3
d) 4
e) none
03/04/2021
Abey kof tblu neyrkum
03/01/2021
It is good exercise to your🧠
You may write down here👇after .....
Blessed Sunday🙏
If you think you are too small to be effective, you have never been in the dark with a mosqiuto
Betty Reese