Hgumburda sport

Hgumburda sport

Share

support tigray sport.in different level kids young adults wthin materials and training.

17/03/2023

ፈታዊ ስፖርት የማነ ተክለ ነባሪ ሃገረ ፈረንሳይ ከተማ ፓሪስ
ፃውዒት ሓገዝ ናውቲ ስፖርት ንትግራይ ብሕጉምቡርዳ ገባሪ ሰናይ 5⚽️⚽️⚽️⚽️⚽️ ኳዕሳሱ ኩዕሶ እግሪ ቃል አትዩልና አሎ እሞ። የቅንየልና ።

Photos from Hgumburda sport's post 11/03/2023

ናውቲ ስፖርት

11/03/2023

ካብ ናይ አካለ ጉደአት ስፖርት

11/03/2023

ፍቃድ ወረቀት ሕጉምቡርዳ

Photos from Hgumburda sport's post 11/03/2023

ንኩለኩም ፈተውቲ ስፖርት ትግራይ
ሕጉምቡርዳ ስፖርት(ሕጉምቡርዳ በጎ አድራጎት ድርጅት አብ 2013 ዓ/ም ወርሒ ጉንበት 2 አብ ትግራይን አዲስ አበባ ተመስሪቱ ስፖርት ሓገዝ እናገበረ ፀኒሑ እዩ።ይኩን እምበር ሰፖርት ትግራይ በፂሕዎ ዝነበረ ብራኸ አብ ኩዕሶ እግሪ-ኩዕሶ ስክዔት-,ኩዕሶ ኢድ-ውልቸር ኩዕሶ ስክዔት -ብሽክሌት-ጅምላስቲክን አትሌቲከስን ብደረጃ ዓለም ብዙሓት አትሌታት ዘፍረየ ክልል እዩ።ይኩን እምበሮ እቲ ዘጋጠሞ ኩናት ናብ ዘሮ መሊስዎ ይርከብ።ስለዚ ንዚ ስፖርት ካብ ዝነበሮ ንምልዓልን ምስቲ ሕጂ ዘሎ ሓዋሕው ሰላም ስፖርት ትግራይ ካብቲ በፂሕዎ ዘሎ ኪሳራ ንምውፃእ ናይ ናውቲ ስፖርት ምትእክካብ ስለዝጀመርና ፈተውቲ ስፖርት ዝኮንኩም ብስልጠና ብናውቲ ክትሕጉዙና ብትሕትና ንሓትት። ሕጉምቡርዳ ብዝተወሰነ መልክዑ እቲ ፀገም ንምፍታሕ አብ ምንቅስቃስ ይርከብ።እዚ ናይ ፈለማ ናይ ናውቲ ምትእክካብ ፃውዒቱ የቅርብ።

Want your business to be the top-listed Gym/sports Facility in Addis Ababa?

Click here to claim your Sponsored Listing.

Location

Category

Telephone

Website

Address

Wello Sefer Gotera
Addis Ababa