19/10/2025
https://www.facebook.com/share/18BstKPNsy/
ቡሉፃትን ሙሩፃትን ሰባት ኣብ ኩሉ ምስኩሉ ኩሉ ግዜ ውፅኢታውያን እዮም::
ሰለዚ እዩ ድማ ድሑር ኩሉ ግዜ ድሑር አዩ ናይቀደም እምበር ናይ መፃኢ ክጥምት ዓቅሚ ዝባሃል የብሉን
ሰለዚ ሙሩፃት ሰባት ንግዚኡ ዛኣለየት ትግራይ ቆሪራ ኣላ
ድሕሪ ምእላይ ቁርዲድ ትግራይ ግን ትግራይ ክትማሙቅ ምኳና ፍፁም ኣይንጠራጠርን ይትረፍ ፈረሶም ፈረስ እንዳማቶም ዘጋልቡ ጅጋኑ ሰለዘለውዋ ትግራይ