02/09/2026
ሓዱሽ ናይ ጋንታና ወልዋሎ ማልያ
😯 የአሸናፊው ክለባችን ወልዋሎ ዓ/ዩ አዲሱ የሜዳ ላይ የመጫዎቻ ማሊያ 😯
ይህ ማሊያ ብቻ አይደለም... የታሪክ መግለጫ ፤ የፅናት ምልክት ነው!
🟡 በቀለማችን እናምራለን 🟡
ጎፈሬ 🤝 ወልዋሎ
ወልዋሎ Time like.comment.share
02/09/2026
ሓዱሽ ናይ ጋንታና ወልዋሎ ማልያ
😯 የአሸናፊው ክለባችን ወልዋሎ ዓ/ዩ አዲሱ የሜዳ ላይ የመጫዎቻ ማሊያ 😯
ይህ ማሊያ ብቻ አይደለም... የታሪክ መግለጫ ፤ የፅናት ምልክት ነው!
🟡 በቀለማችን እናምራለን 🟡
ጎፈሬ 🤝 ወልዋሎ
01/09/2026
ጋንታ ወልዋሎ ኣብ ታሪኻ ንመጀመርያ ግዘ ኣብ መድረኽ ኣፍሪካ (ኮንፌዴሬሽን ካፕ) ንምስታፍ፡ ፅባሕ ረቡዕ ናብ ካጋሊ ሩዋንዳ እትገብሮ ጉዕዞ ናይ ዓወት ይኹነላ ካብ ልበይ ይምነ!
👉ፅንዓት፡ ውፉይነትን ቃልስን ወልዋሎ ኣብ ኣህጉራዊ መድረኽ ፍረ ኣፍሪዩ፡ ናይ ሙሉእ ደጋፊኣን ህዝብን ኩርዓት ኮይና ንኽትመልስ ድጋሜ ምኞተይ።
ዓወትን ሰናይ ዕድልን ንጋንታ ወልዋሎ💪✨
29/08/2026
🙏🙏🙏
እዛ ህፃን ሎሚ ዕለት 23/12/2018 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ከተማ ዓዲግራት ቀበሌ 06 ካብ ገዝኣ ጠፊኣ ምሳና ስለዘላ በዚ ስልኪ 0914731065 ደውሉልና ።
ይብሉ ኣለዉ ሼር
Shout out to my newest followers! Excited to have you onboard! Alem Gebretsadkan, Etsay Wintana, Dawit Kesete, Selu Gidey, Hiruy Alem, Abebe Mahari, Tsadkan Geremkial, Sol Wedi Kuhlay, እንድብቲ ጓል ሄዋን, Abdu Ibnu Abubakar, Maykko Wediembushe, Wedi Geber, Abel Gr, Robel Abadi, ሙቁር ዕላላ, ሓው ሸከርከር ወዲ ኣሰፋ, ብሕታዊትጋልሄዋን ብሕታዊትጋልሄዋን, Temesgen Isayas, ሓላል ወዲ በላይ, Amlake Hoy, Ataklte Fasha
29/08/2026
በካፍ ኮንፌደሬሽን ዋንጫ ለሚጠብቀው የማጣሪያ ጨዋታ ዝግጅት በማድረግ ላይ የሚገኘው ወልዋሎ
አምስት ተጫዋቾች ወደ ዋናው ቡድን አሳደገ
በካፍ ኮንፌደሬሽን ዋንጫ ለሚጠብቀው የማጣሪያ ጨዋታ ዝግጅት በማድረግ ላይ የሚገኘው ወልዋሎ
አምስት ተጫዋቾች ወደ ዋናው ቡድን አሳደገ
ቢጫዎቹ አምስት ታዳጊዎች ወደ ዋናው ቡድን አሳደጉ - ሶከር ኢትዮጵያ በካፍ ኮንፌደሬሽን ዋንጫ ለሚጠብቀው የማጣሪያ ጨዋታ ዝግጅት በማድረግ ላይ የሚገኘው ወልዋሎ አምስት ተጫዋቾች ወደ ዋናው ቡድን አሳደገ ከሱዳኑ ሂላል አል ሳሕል ጋር ላለባቸው የካፍ ኮን...
28/08/2026
ጋንታና ሓሙሽተ ተፃወቲ ናብ ዋና ጋንታ ኣዕብያ
ቅድሚ ሒደት ሰሙናት ጋንታና ሓሙሽተ ተፃወቲ ናብ ዋና ጋንታ ንምዕባይ ሓሙሽተ ኣባላት ዘለዋ ኮሚቴ ብምውቓር ናብ ስራሕ ምእታዋ ዝፍለጥ እዩ ። በዚ መሰረት ድማ ንፁር ረቋሒ ብምውፃእ ብቑዓት ተፃወቲ ኣብ ምምልማል ዝፀንሐት ጋንታና ነቲ መመልመሊ ረቋሒ ዘማልኡ ሓሙሽተ ተፃወቲ ናብ ዋና ጋንታ ኣዕብያ ኣላ። ኣማኑኤል ተወልደ ፣ ሄርሞን ሃይላይ ፣ ሚኪኤለ ገብረ ፣ ዮናስ መዝገቦ ከምኡ እውን ዓማር መሓመድ ድማ ናብ ዋና ጋንታ ዝዓበዩ ተፃወትና እዮም።
20/08/2026
?
ኣብ ገጠር ውቕሮ ሓደ ኣመሓዳሪ "ደቅኻ ካብቲ ዝተሓበእዎ በረኻ እምጽእ ኣጋድል!" ኢሉ ምስ ኣሰሮ ሓደ ወዱ ካብ በረኻ መጺኡ ነቲ ኣማሓዳሪ ምስ ሰኣኖ ነታ ሰበይቱ ቀቲሉዋ ይበሃል ኣሎ፤ ሓቂ ዶ ?
20/08/2026
#ህፁፅ #ፃውዒት #ሓገዝ ንህዝቢ ኢሮብ @
😭 #''ኣብ ዕድመና ከምዚ ዝበለ ሓደጋ ድርቂ ኣጋጥሙና አይፈልጥን ሰምዕና እውን አይንፈልጥን'' እሎም ዓበይቲ ወለዲ ኢሮብ !!!
# ነሓሰ ምድሪ ዝናብ ዝባሃል ከይነጠበ !!
#ሑሉፍ ሓሊፉ ብነሓሰ ዝስተ ማይ ተሳእኑ!
ብዘጋጠመና ከቢድ ድርቂ ምክንያት ኣብ ወረዳ ኢሮብ ብፍላይ ካዓ ኣብ ጣቢያ ኣራዕ ንሰብን ንእንስሳን ዝስተ ማይን ቀለብ እንስሳን ሰብን ተሳእኑ ህዝቢ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ወድቁ ወድቁ ይርከብ።
ኣብ ጣቢያ ኣራዕ ኣጋጥሙ ዘሎ ፀገም ተራ ድርቂ ወይ ሕፅረት ዝናብ አይኮነን:- ፍልይ ዝበለ ፀገም እዩ???
➦ ኣብ እዋን ከረምቲ ኣብ ወርሒ #ነሓሰ ኮይኖም ንሰብን ንእንስሳን ዝስተ ማይን ቀለብ እንስሳን ሰብን ስእኖም ሰኣን ማይ ከፍቲን ጠለበግዕን መፅዓኛ ይመውት አሎ። ክሳብ ሐዚ ኣብ ውሽጢ ሓምለን ነሓሰን ጥራሕ ኣብ #ጣቢያ ኣራዕ
# ከፍቲ 188
# ጠለበግዕ 1689 ሞይተን አለዋ።
እዚ ኣብ 21 ክፍለ ዘመን ኮንኻ ሰኣን ዝስተ ማይ ሰአን ቀለብ እንስሳ ብአሻሓት ዝቁፀር እንስሳ ክሞቱ ከሎው ከም ብሄረሰብ ከም ህዝቢ ብሓፈሻ ዓብይ ብርሰት እዩ። መሕዘኒን መደንገፂን እውን እዩ።
➦ እቲ ካልእ ዓብይ ፀገም እቲ ከባቢ ካብ መንገዲ ዝረሐቒን ሐገዝ ንምጉዒዓዝ እውን ዘይምቹ ሙዃኑ እዩ። ካብ መንገዲ ብጣዕ ርሑቅ እዩ። ብሰብ ብመፅዓኛ ተደግፉ እንተዘይከ ብትራንስፖርት ዘይምቹ እዩ።
ስለዝኾነ ኣጋጥሙ ዘሎ ሓደጋ ድርቂ ኣብ ሰብን እንስሳን ኮይኑ ብፍላይ ካዓ ቀለብ ጥራሕ ከይኮነን ሕፅረት ዝስተ ማይ ምስ ራሕቒ መንገዲ ተደምሩ ከቢድ ሓደጋ አንፀላልዩ ስለዘሎ ንመላእ ህዝቢና ቡፅሑልና ሓግዙና ይብለው ።
ነቱ ዝግበር ሓገዝ ንኩሉ ግልፂ ኮይኑ ተኣማንን ፍትሓዊ ልዕሊ ኩሉ ካዓ ቀልጥፉ ክበፅሐሎም ብምሕሳብ ጣቢያ ምምሕዳርን ህዝቢን ተመኻኽሮም መተሓባበሪ ኮሚቴ መርፆም ኣለው። ባንኪ ሒሳብ ዝኸፍቱ 3 ሰባት መድቦም ባንኪ ሒሳብ እውን ከፍቶም ስለዘሎው ኣብ መላዕ ዓለም ትርከቡ ተጋሩ ፈተውቲ ኢሮብ እትገብሩዎ ሓገዝ ናብዚ ሒሳብ ቁፅሪ ኣታዊ ክትገብሩ ክትሕግዙ ንፅውዕ።
ሰላም ንህዝቢ ትግራይ።
With ንኩሉ ተዓዘቦ ንሰናይ ሰዓቦ – I just got recognised as one of their top fans!