Zeus Football Club Adigrat Town ዙስ እግር ኳስ ክለብ ኣዲግራት ከተማ

Zeus Football Club Adigrat Town ዙስ እግር ኳስ ክለብ ኣዲግራት ከተማ

Share

Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Zeus Football Club Adigrat Town ዙስ እግር ኳስ ክለብ ኣዲግራት ከተማ, Sports Team, Adigrat.

Photos from Zeus Football Club Adigrat Town ዙስ እግር ኳስ ክለብ ኣዲግራት ከተማ's post 27/03/2024

✍️ 🫶 #ሼር🤗ሰላም ኣብ ዓዲግራትን ከባቢኣን እትርከቡ ፍትዋትን ክቡራትን ኣሕዋተይ ሓዱሽ ፖስፖርት( New Passport ) Online መሊእኹም ንምውጻእ ድሌት ዘለኩም ብዘይምንም ዓይነት ክፍሊት ምሳኹም ኮይነ On line ምምላእ ክሕግዘኩም እትደልዩ ኣሓትን ኣሕዋትን በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ Contact ግበሩኒ ።🙏♥️🤍👇👇🫵🫵 : - [email protected]
Phone Number :- +251919447844

Photos from Zeus Football Club Adigrat Town ዙስ እግር ኳስ ክለብ ኣዲግራት ከተማ's post 01/02/2024

ሼር💛❤️🙏 ብምግባር ንኹሉ ሰብ ነባጽሕ 🙏☑️
✔️👇ብዓርሰ ተበግሶ መናእሰያት ቀበሌ 04 ማሕበር ምትሕግጋዝ ቀበሌ 04 ብዝብል ስያመ ን ስድራ ጀጋኑ ስዉአትና ሓገዝ (ደበስ) ዝምልከት ኩልና ተወለድትን ፈተዉቲ ዓድን በቲ አብ ታሕቲ ተኸፊቱ ዘሎ ሒሳብ ቁፅሪ ብምጥቃም አድላይ ድጋፍ ንኽትገብሩልና ፃዊዒትና ነቅርብ።🌺ክብርን ሞገስን ንስዉአትና!!!🌺ሼር❤️💛🙏 ብምግባር ንኹሉ ሰብ ነባጽሕ ❤️💛🙏

28/12/2023

✝️❤️💛ታሕሳስ 19 ዓመታዊ ክብረ በዓሉ ንቅዱስ ገብርኤል ስለ ዕለቱ ዝምልከት ትምህርቲ ⬇️⬇️⬇️🙏🙏🙏ሼር ምግባር ኣይንረስዕ ?
page Like ንግበር 👇
https://www.facebook.com/profile.php?id=100091684661228&mibextid=LQQJ4d

ናይ ደብረ ጎልጎታ መድኃኔዓለም ቀራንዮ ካቴድራል ቤተክርስትያን ሰንበት ትምህርቲ ቤት ዓዲግራት 🪸🦜🌾ሰላም እዚ ናይ ደብረ ጎልጎታ መድሃኔዓለም ሰ/ትቤት ዓዲግራት ፔጅ ኣብ ደብርና ዝካየዱ መርሓግብርታት፣እዋናዊ ናይ ቤ/ያን መልእኽትታትን ዝመሓላለፈሉ ፔጅ እዩ።
Follow👇Share ብምግባር ቤተሰብ ኩኑታ። 🙏

13/05/2018

በ አዲግራት ለምትገኙ ለስፖርት ኣፍቃርያን በሙሉ
እንደሚታወቀው ለብዙ ኣመታት ከ 15 - 17 ባሉት የእድሜ ክልል ልጆችን በእግረኳስ ፣ በኣስተሳሰባቸው ፣ በክህሎታቸው፣ በእውቀታቸው ፣ ከ ማህበረሰባቸው ያላቸውን ኣቅም እንዲጎለብት የሰራቸውን ስራዎች ሁላቸን እንደምናውቀው ሆኖ ኣሁንም ደግሞ በይበልጥ እነዚህ ነገሮችን በማጎልበት ሰራውን ሊጀመር ነው።

1- የ 2010 የተነሳቹትሙሉ ፎቶ በ messege መላክ
2- እድሚያቹ ኸ 15 እሰከ 17 ባለው ክልል መሆን ኣለበት
3- ደረጃ ትምህርታቹን የሚገልፅ ከቻላችሁ በፎቶ ካልቻላቹ በፅሑፍ ላኩልን ።
4 - ከቤተሰቦቻቹ ሙሉ ፍቃድ ማግኘት ኣለባቹ።
5- ሙሉ ኣድራሻቹን ፃፉልን ።

Photos 20/10/2017

ኢትዮጵያ እግርኳስ ፌደሬሽን ለ 3ተኛ ጊዜ ያወጣው መረሓ ግብር እንደገና ኣሰተካክሎ አቅርቦታል
☞ ይህ የሆነም የ ኣዲሰኣበባ ሲቲ ካፕ እና በተለያዩ የኣሬንጅመት ጉድለት እንደተራዘመ ይናገራል

መረሓ ግብሩ እንደዚህ ኣቅርቦታል

ስእሉ ላይ ኣለቹ _26-27ቀጥሎ የካሄዳል፡፡

Photos 02/10/2017



መስከረም 21|01|2010ዓ.ም

ስዓት 6 : 0 0

ብጋዜጠኛታት ብትግራይ ቴለቪዥን

ዝቀረበ ዘተ ስፖርት ፡-
ምስ በዓል መሰቀል ተተሓሒዙ ንበዓል መስቀል 'ውን ንምድመቅ ተባሂሉ ዝተዘጋጀው ናይ ኩዕሶእግሪ ጨዋታ በተለይ ኣብ ናይ መጨረሻ ተሓሲቡ ዝነበረ ናይ ፦



*ጋዜጠኛታት ከምዘቅረብዎ ነዚ ግጥም ንክቋረፅ ቀንዲ ምኽንያት ዝኾነ ኢሉ እውን ሙሉእ ንምሉእ ተሓታቲ ኢሎም ዘቅረብዎ
ብምባል አቀሚጦምዎ ኣለው። ምኽንያቱ ጋዜጠኛ ሰለሙን ኣሰመላሽ እውን ከምቲ ዝተዛረቦ በዓል መስቀል ንምብዓል ኣብ ከተማ ዓዲግራት ኢሉ 'ውን ኣብ ወልዋሎ ስታድየም ተረኺቡ ከም ዝነበረ ን በወገን ጋንታ ወልዋሎን ደገፍቲ ጋንታ ወልዋሎ ምንም ዓይነት ክፍተት ከምዘይረኣየ በዘተ ስፖርት ኣቢሉ አቅሪብዎ።

:-

:- ወልዋሎ ኣብ መጀመርያ መዓልቲ ምስ #መከላከያ ዝገበሮ ጨዋታ ብሙሉእ performance 2 - 0 ብዝኾነ ወፅኢት ክስዕር ስለዝከኣለ መቀለ ድማ በቲ ናይ Welwalo performance ሰለዝተገረመ ኣብ ሜዳ ወልዋሎ ንከይሽነፍ ስለዝፈርሐ ።

:- በዓል መስቀል ብትግራይ ደረጃ ኣብ ከተማ #ዓዲግራት ሰለ ዝክበር ደሚቁን ወቂቡን ክሓልፍ ደስ #መቀለ ደስ ሰለዘይብሎም።

እዚ ከምዚ ኢሉ እናሃለወ ንጋንታ_መቀለ ዝተፈላለዩ ናይ ምኽሪ መልእኽቲ ተመሓላሊፍሎም ካብቶም ዝተመሓላለፉ ዝተወሰኑ ናባኹም ከብል :-

1) ቦርድ ጋንታ መቀለ ክሳብ ቀዳም ዕለት 20|01|2010 ዓ.ም ብዝተዋሃቦ ጊዜ ናብ ብምቅራብ ጋዜጣዊ መግለፂ ክህቡ ዋላኳ ዕድል እንተተወሃቦም ክርከቡ ግና ኣየከኣሉን ምንም ዓይነት ምላሽ 'ውን ኣይሃቡን። ።

2) ቦርድ ጋንታ ካብ ትግራይ ቴሌቪዥን ዝተደወሎም ሰልኪ ከልዕሉ ኣይከኣሉን ።

3 ) ብጋዜጠኛታት እቲ ናይ መጨረሻ መልእኸቲ ዝቀረበሎም
* ጋንታ መቀለ ጥዕና ክገብሩ ከምዘለዎምን
* ደገፍቲ ጋንታ መቀለ እውን ከምዚ ዓይነት ኣፀያፊ ስራሕ ከቋርፁን ንጋንታ መቀለ እውን ንከይጫወቱ ደገፍቲ ጠጠው ከብልዎም ኣይኽእሉን ብስሩ እቲ ጋንታ ከይሰዓር ፈሪሑ ሰለዝነበረ እምበር።

ዝብሉ መልእኽትታት ተመሓላሊፎም ነይሮም ።

#ኣቅረብቲ :- Tig.Tv
1- መረሳ ሃይለ
2- ሰለሙን ኣሰመላሽ

#ቀዮዮዮ...ካብ..ዓዲግራት !

19/08/2017

ክለባችን ዙስ ዛሬ ከጧቱ 3 : 0 0 ስዓት ባደረገው ጨዋታ

3 - 1 በሆነ ውጤት ጨዋታ ው ተጠናቋል
ጎል ኣስቆጣሪዎቹም
ጀሚስ
ዓወት
ጀሚስ

ይህ እንዲሀህ እንዳለ ሆኖ ክለባችን ከ 10 ወደ መጣርያው ጨርሶ ወደ 4 ኣልፏል ኣሁን ለዋንጫ ለማለፍ ይጫወታል።

ኣሰልጣኝ ፡ ዳዊት ካሕሳይ
ቡድን መሪ ፡ ተስፊት ኪዳነ
ወጌሻ ፡ ዳዊት ንጉስ

Photos 19/08/2017

date 12 - 12 - 2009

Zeus
...Vs ....
BiSam

Zeus foot balll Club. 3. - 1. Bisam

Winner of the Year. Zeus footballl club

14/08/2017

08-12-2009

zeus
vs
ABC

2. - 2 full time

12/08/2017

zeus vs. hidase

9 - 0 ashenfin

Photos 06/08/2017

ዛሬ 30/11/2009
ከቀኑ 7 : 00 ስዓት

ዙስ እግር ኳስ ክለብ
ከ ኦሪት እግርኳስ ክለብ
ጨዋታ ውን ያደርጋል ። መልካም እድል መልካም ጨዋታ

zeus for ever

Want your business to be the top-listed Gym/sports Facility in Adigrat?

Click here to claim your Sponsored Listing.

Location

Category

Telephone

Website

Address

Adigrat