ሓደሽቲ ሓበሬታታት ኩሉ ዓይነት ስፖርት በዚ ይመሓላለፍ። ኩሉ ሕ/ሰብ ብፍላይ መንእሰይ ኣብ ስፖርት ንቁሕ ተሳታፋይ ብምኻን ስፖርት ትግራይ ንኽዓቢ ዝሰርሕ እዩ።