Patriots Football Club

Patriots Football Club

Share

Football training center

23/02/2025
13/12/2024

ኩሉኹም 8ይ ክፍሊ ተፈተንቲ ኣባላትና፡
🙋🙋🙋🙋🙋🙋🙋🙋🙋
ርሑስ ፈተና ክኾነልኩም ንምነ!!!
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

Photos from Patriots Football Club's post 12/04/2024

#ሓዱሽ ማልያ ጋንታና Patriots Football Club
እዩ። PFC new generation!!!

#ቤተሰብ ኩኑ ሓቢርና ንስራሕ ታሪኽ ኹዕሾ እግሪ ትግራይ ሓደ ብርኪ ሓፍ ነብሎ።

13/10/2023

ንሕና ኣባላት ፕሮጀክት ኩዕሾ እግሪ ፔትሪዮት(PFC) በቲ ኣብ ትግራይና ኣጋጢሙ ዘሎ መሪር ሓዘን ምሒር ነቢዕና ፡ ልቢና ደሚዩ ፡ ካብ ልቢ ሓዚንና 😭😭😭😭 ንኩሉ ህዝቢ ትግራይን ስድራ ስውኣትናን ድማ ምፅንዕናዕ ንምነ። ሰማእታትናለ ኣብ ገነት የንበሩልና። 😭😭😭😭

22/07/2023

#ፃውዒት ስልጠና ኩዕሶ እግሪ
⚽⚽⚽⚽⚽⚽⚽⚽⚽⚽⚽

ንኹሉኹም ኣባላት ሰልጠንቲ ፕሮጀችክት ኩዕሶ እግሪ PFC ልዕሊ 15 ዓመት 🙏🙏

ከም ዝፍለጥ ፕሮጀክት ኩዕሶ እግሪ PFC ብርክት ዝበለ ዓመት ዘቑፀረን ብርክት ዝበሉ ሰልጠንቲ እናፍረየ ዝነበረን ዕድመ ፀገብ ፕሮጀክት እዩ። ይኹን ድኣ'ምበር ኣብ ሃገርና ብዘጋጠመ ኩነታት ተዓናቒፉ ካብ ስራሕቱ በዂሩ ፀኒሑ እዩ።
#ህፃናት ማለት 'ውን ካብ 7-15 ዓመቶም ናብ ስልጠና ተመሊሶም ከባቢ 2 ወርሒ ኣብ ምስልጣን ዝርከቡ እንትኾኑ ዓበይቲ ማለት 'ውን ልዕሊ 15 ግን ምስቲ ኩነታት ፃውዒት ስለዘይገበርና ኣይጀመርናን ፀኒሕና።
#ሐዚ ግን ክንጅምር ስለዝሓሰባና ዕድመኹም/ኽን ልዕሊ 15 ዝኾንኹም/ኽን ማለት 'ውን U-17 ; U-20 ን U-23 ን ምዝገባ ስለዝጀመርና፦
#ካብ ሰኒ-ሓሙስ ኣብ በሪ ዓዲሓቂ 2ይ ብርኪቤት/ቲ ድሕሪ ስዓት
#ካብ ዓርቢ-ሰንበት ድማ ሜዳ መቐለ ዩኒቨርሲቲ ኣሪድ ካምፓስ ቅድሚ ስዓት
መፅእኹም ክትምዝገቡ ፃውዒትና ነቕርብ።
#ምዝገባ ዝጅመረሉ 17-11-15
#ምዝገባ ጠጠው ዝብለሉ 24-11-15
#ምልመላ ዝካየደሉን ብሰብ ሞያ ተፍታሽ(screening)ዝግበረሉን ዕለት ካብ 25-30/11/15
#ውዕሊ ተፈሪሙ ስሩዕ ስልጠና ዝጅመረሉ 01-12-15

ስለዚ እዚ ፕሮጀክት ሓደሽቲ ሰብ ልምዲን ሞያን ዝኾኑ ፣ ኣብነት (psychologist,therapist,Gk coach,nutritionist,fitness coach)ኣሰልጠንቲ መዲቡ ምድላዋቱ ዛዚሙ ስለዝርከብ፥-
በዚ መሰረት ኣብዚ ፕሮጀክት ዝነበርኩም/ክን ይኹን ሓደሽቲ ክትኣትው/ዋ እትደልዩ/ያ ኣባላት ፡ በቲ ዝተሓበረ ዕለት ብስልኪ ይኹን ብ ኣካል ቀዲምኩም ክትምዝገቡ ንሕብር።

# #ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪታትና
+251 953034643
+251 914166141
+251 98 721 7303
ምድዋል ይከኣል እዩ።

ምስ ሰላምታ
PFC

18/05/2023

ኣብ PFC ዝነበረ ድባብ ፡ ስምዒት ፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ናብ ዝነበሮ ጥራሕ ዘይኮነስ በሊፁ ፡ ተጠናኺሩ ብምምፃእ ተተካእቲ ናይ ምፍራይ ስራሑ ከም ሓድሽ ክጅምር እዩ። ዋላ'ኳ ሐዚ 'ውን ብዝተወሰነ ተተጀመረ ፡ ኩሉ ዘካተተ ግን ስለዘይኮነ ። ⚽️⚽️⚽️ Mu com.& PFC

Photos from Patriots Football Club's post 17/05/2023

PFC before war. 🙏🙏🙏

Want your business to be the top-listed Gym/sports Facility in Mekelle?

Click here to claim your Sponsored Listing.

Location

Category

Telephone

Address

Mekelle