ሳክሰስ ናይ ህይወት ክህሎት መሰልጠኒ ማእኸል ኣብ ሕውየትን ዕብየትን ስነ-ልቦና ፣ ኢኮኖሚ ንምስራሕ ዝተጣየሸ ትካል እዩ። እዙይ ንምዕዋት እውን ስራሕቱ ብክልተ ክፍሊ ማለት እውን ስልጠና ክፍልን ስራሕ ፈጠራ ክፍልን ኣዋቒሩ ኣብ ምስራሕ ይርከብ።