Welcome 2024
Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Welcome 2024, San Francisco, CA.
11/04/2024
#ፕሬስደንታዊ #ምርጫ #ኣሜርካ ፍሉይ ምኳን ትፈልጡ ዶ
ጽባሕ ሰሉስ መዓልታቲ ናይ መወዳእታ ህዝቢ ድምጹ ዝህበሉ መዓልቲ ምርጫ ዩ። ድሕሪኡ ድማ መን ዩ ናብ ስልጣን ዝመጽእ ብወግዒ ክንገረና ዩ። ካምላ ሃሪስ ዶ ትራምፕ
ምርጫ ኣሜርካ ግን ብብዝሒ ሰብ ዝመረጾ ከምዘይውሰን ትፈልጡ ዶ። ኣብ ኣሜርካ 538 ድምዚ መረጻ ጥራይ የን ዝለዋ። እዝን 538 ከኣ ኣብ ኩሉን 50 እስቴታት ናይ ኣሜርካ ብብብዝሒ ሕዝበን ፋሕ ይብላ። በዚ ድማ እታ ዝበዝሐ ህዝቢ ዘለዋ ካሊፎርንያ 54 ክብ 538 ትወስድ። ከም በዕል ዋዮሚን ከኣ 3 ካብ 538 ጥራይ ይሺፍና።
እሞ ህዝቢ ደኣ ብከመይ ይመርጽ ዶ ትብሉ ኣለኩም፥ ህዝቢ ኣብ ዘለዎ እስቴት ይመርጽ ኣብኡ ድማ ብብዝሕ ዝተመርጸ ተወዳዳሪ ይዕወት። ብካሊፎርንያ ስቴት ኣብነት ከምጻልኩም። ኣብዛ ክፍሊ ሃገር 40 ሚልዮን ህዝቢ ተቀማጦ ኣለዉ። ኩሎም ድማ ደቂ ዜጋ ክሳብ ዝኮኑ ክመርጹ መሰል ኣለዎም ብዝመረጽዎ ድማ ዝበዝሐ ካሚላ እንተረኪባ ኣብዛ እስቴት ትራምፕ ከም ስዕር ይውሰድ ንሳ ድማ እት ናብ ላዕሊ ዝርኣናየን 54 ድምጺ መረጻ ትወስደን ከምኡ እንዳበል ድማ ኣብ ኩሉ እስቴታት ይቅጽል ፍልልይ ብዘይ የገድስ እቲ ኣብታ እስቴት ዝበዝሐ ሰብ ዝመረጾ እታ ነተን እስቴታት ዝፍቀዳ ድምጺ መረጻ ይዕወተለን። ኣብዚ ምርጫ ናይ ኣሜርካ ክትዕወት ድማ 270 ድምጺ መረአጻ የድሌካ ካብ 538። መን ክዕወት ዩ ትብሉ ኣብ ኮመንት ምርጫኩም ግደፉ
Trump vs Harris
06/08/2024
?
In Eritrea, a recurring saying among regime supporters is, "Instead of being subjugated by others, let him subjugate us." This mindset is flawed. Instead of seeking leaders, Eritreans must strive to establish a country governed by law and legitimacy. A nation ruled by a constitution, not by any individual in power, is essential. Supporters and opponents alike should unite in the fight for constitutional governance.
Government supporters have no guarantees if the current regime collapses. Likewise, the opposition should focus not merely on toppling the regime but on prioritizing the rule of law. In a lawless country, any new government that arises will offer no assurance of stability or justice. Therefore, all Eritreans must direct their efforts towards establishing and upholding a constitution, rather than targeting individuals.
ስለምንታይ ኤርትራውያን ምግዛእ ተቐቢሎም?
ኣብ ኤርትራ ኣብ ደገፍቲ ስርዓት ተደጋጋሚ ብሂል "ኣብ ክንዲ ብኻልኦት ዝግዛእ፡ ይግዝኣና" ዝብል እዩ። እዚ ኣተሓሳስባ እዚ ጉድለት ኣለዎ። ኤርትራውያን ኣብ ክንዲ መራሕቲ ዝደልዩ ብሕግን ሕጋውነትን እትመሓደር ሃገር ንምምስራት ክጽዕሩ ኣለዎም። ብዝኾነ ኣብ ስልጣን ዘሎ ውልቀ ሰብ ዘይኮነስ ብቅዋም ዝግዛእ ህዝቢ ኣገዳሲ እዩ። ደገፍትን ተቓወምትን ብማዕረ ኣብ ቃልሲ ሕገ መንግስታዊ ምሕደራ ክጥርነፉ ይግባእ።
ደገፍቲ መንግስቲ እዚ ሕጂ ዘሎ ስርዓት እንተፈሪሱ ዋሕስ የብሎምን። ብተመሳሳሊ ደንበ ተቓውሞ ነቲ ስርዓት ኣብ ምውዳቕ ጥራሕ ዘይኮነስ ንልዕልነት ሕጊ ቀዳምነት ኣብ ምሃብ ከድህብ ይግባእ። ኣብ ሕጊ ዘይብላ ሃገር ዝኾነ ሓድሽ መንግስቲ ዝለዓል ምርግጋእን ፍትሕን ዝኾነ መረጋገጺ ኣይህብን እዩ። ስለዚ ኩሉ ኤርትራዊ ንውልቀ-ሰባት ዒላማ ካብ ምግባር፡ ጻዕርታቱ ናብ ምምስራትን ምኽባርን ቅዋም ከቕንዕ ኣለዎ።
01/06/2024
ሕጻን ተወሊዱልና፡ ወዲ ተውሂብና እዩ እሞ፡ እቲ ግዝኣት ከኣ ኣብ መንኲቡ እዩ፡ ስሙውን ግሩም፡ መካር፡ ብርቱኦ ኣምላኽ፡ ኣቦ ዘለኣለም፡ መስፍን ሰላም ኪስመ እዩ.
ኢሰ 9፥6
ኣሜን
Best preformance fromYusra
Click here to claim your Sponsored Listing.