Eritrean Australian Community and Settlement Support Network

Share

Services, Jobs, History,Cultural Events, Values,Tradition, Education,Mentor, Sports & Diplomatic ties

11/08/2026

ቃልሲ ኤርትራ — ቃልሲ ናጽነት፣ ልዑላውነትን ምሕላው ሃገርን

ህዝቢ ኤርትራ ናጽነቱ ንምምጻእ ንዓመታት ዝቐጸለ ከቢድ ቃልሲ ብምክያድ፣ ዘይትካእ ዋጋን መስዋእትን ከፊሉ። እዚ ቃልሲ ግን ብምምጻእ ናጽነት ኣይተወደአን፤ ልዑላውነትን ሓድነትን ሃገር ንምሕላው ድማ ካልእ ከቢድ መስዋእቲ ተኸፊሉ።

ቃልሲ ኤርትራ ፍሉይ ዝገብሮ ግን ንውሓቱን ዓቢ መስዋእቱን ጥራይ ኣይኮነን። ኣብ ነዊሕ ጉዕዞኡ፣ ብቐጻሊ ንዝገጠሞ ጸቕጢ፣ ተጻብኦ፣ ውሽጣዊን ደጋዊን ብድሆታት እናመከተ፣ እምነቱ ኣብ ርእሰ-ውሳነኡን ልዑላውነቱን ኣጽኒዑ ክቕጽል ምኽኣሉ እዩ።

እዚ ታሪኽ ድማ ንወለዶታት ዝሓልፍ ውርሻ እዩ። ናጽነት ብመስዋእቲ ዝተረኽበት እያ፤ ልዑላውነት ድማ ብንቕሓት፣ ብሓድነትን ብጽንዓትን ዝሕሎ እዩ።

ኤርትራ ትስዕር፣ ህዝባ ይጽናዕ፣ ልዑላውነታ ይኽበር! 🇪🇷

ክብሪ ሰማእታት!
ወትሩ ዓወት ንሓፍሽ!
Part 7

Part 6

Part 5

Part 4

Part 3

Part 2

Part 1

Want your business to be the top-listed Gym/sports Facility in Southport?

Click here to claim your Sponsored Listing.

Location

Telephone

Address

Southport, QLD

Opening Hours

Monday 9am - 5pm
Tuesday 9am - 5pm
Wednesday 9am - 5pm
Thursday 9am - 5pm
Friday 9am - 5pm