dahay sport

dahay sport

Teilen

all sport

Photos from dahay sport's post 23/05/2026

ሎሚ ኣብ ዝተካየደ 4 Jours de Dunkerque / GP des Hauts de France 4ይ መድረክ ወናትናኤል ተስፋጽዮን 1ይ ወጺኡ ብራቮ ናቱ ጅግና 🥇🥇🥇🥇🥇🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

Photos from dahay sport's post 19/05/2026

Arsenal Champion 2026 🏆🏆🏆🏆🏆🎉🎉🎉🎉🎉🎁🎁🎁🎁🎁🎁⚽⚽⚽⚽⚽⚽

17/05/2026

ናብ ሳዋ ክንደይ ዙርያ ወሪድኩም መልሲ ኣብ ኮመንት

06/05/2026

ወዲ 19 ዓመት ሻምፕዮን ኤርትራ ናይ ጂንዮር ናሆም ኤፍሬም ( ) ሎሚ ረቡዕ 6 ግንቦት ንፈለማ ግዜ ማልያ ሓዳስ ጋንትኡ Bike Aid ለቢሱ ኣብ ዘካየዶ ፈላማይ ውድድር ዙር ሄላስ 2026 1ይ መድረኽ 5ይ ደረጃ ሒዙ ብሉጽ ውጽኢት ኣመዝጊቡ።
ናይ መንእሰያት ጻዕዳ ማልያ ከኣ 1ይ ኮይኑ 🥇

ኣብቲ 171ኪሜ ንውሓት ሸፊኑ ብቅጽበታዊ ውድድር ናይ ዓባይ ጉጂለ ዝተዛዘመ መድረኽ፡ በልጂማዊ ማቲስ ኣቮንድትስ ቀዳማይ ኮይኑ ክዕወተሉ ከሎ፡ ግሪኻዊ ወዲ ጋንትኡ ንመርሃዊ ቅዱስ ጆርጂዮስ ቦግላስ ኣብ ውሽጢ ዓዱ 2ይ ደረጃ፡ ወዲ ጋንትኦም ንናሆምን ኤቨንን ዝኾነ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ንዙር በኒን ዝትዓወተሉ ክርስቲያን ቤሎክቮሽቺክ 3ይ ደረጃ ሒዞም ኣብ ፖዲዩም ዛዚሞም።

ኣብዚ መድረኽ ደቂ ጋንተኦም 2ይን 3ይን ደረጃ ሒዞም ንኽዛዝሙ እጃሞም ዝተጻወቱ ኤርትራውያን ተቀዳደምቲ መርሃዊ ቅዱስን ኤቨን የማነን፡ መርሃዊ ቅዱስ ግዜ ከይከሰረ 15 ደረጃ ሒዙ ምስ ብሉጻት 15 ውድድሩ ክዛዝም ከሎ፡ ኤቨን የማነ ካኣ ብ12 ካልኢት ጥራይ ተፈንቲቱ መበል 42 ደረጃ ሒዙ ውድድሩ ዛዚሙ።

ውልዶ ተቀዳዳማይ ናሆም ኤፍሬም ተዓዋቲ ብሩር መዳልያ ኣብ ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ናይ ግዜ ውድድር ጂንዮር ኮይኑ፡ ኣብቲ ኣብ ርዋንዳ ዝተኻየደ ሻምፕዮን ዓለም 2025 ናይ ጽርግያ ውድድር'ውን 11 ደረጃ ሒዙ ብሉጽ ውጽኢት ዘመዝገበ ትስፉው ኤርትራዊ ተቀዳዳማይ ኢዩ።

ኣብዚ ናይ ሎሚ ምስ ምኩራት ተቀዳደምቲ ዘካየዶ ውድድር፡ ብሉጽ ደረጃ ሒዙ ምዝዛሙ መርኣያ ብሉጽ ብቅዓቱ ኢዩ'ሞ ሞጎስ ይግበኦ።🏅🏅🏅🏅

Photos from dahay sport's post 05/05/2026

Congregation degefti arsenal ⚽⚽⚽⚽⚽⚽

Photos from dahay sport's post 05/05/2026

Arsenal do athletico thalf melsi ab koment

Photos from dahay sport's post 03/05/2026

ሎሚ ኣብ ዝተካየደ ናይ ሓደ ማዓልቲ ኣብ በኒን ያፈት ሙሉጌታ 2ይ ኮይኑ ጽወታኡ ወዲኡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥈🥈🥈🥈🥈🥈🥈

Photos from dahay sport's post 03/05/2026

ሕጂ ኣብ ዝተዛዘመ ዙር ቱርኪ 8ይ መድረክ ናይ መውዳእታ ሄኖክ ሙሉእብርሃን 6ይ ደረጃ ብምውጻእ ምስ ቀዳሞት 10 ኮይኑ ወዲኡ።

ኣብ ሓፈሻዊ ብጫ ማልያ ከኣ 8ይ ደረጃ ኮይኑ ውድድሩ
ወዲኡ ኣሎ ብራቮ ወዲ ሙሌ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰

02/05/2026

Arsenal 3 Fulham 0 ንዕረፍቲ ወጺኦም ኣለዉ ኣርሰናል ንቅድሚት

Wollen Sie Ihr Service zum Top-Fitness-Studio in Hamburg machen?

Klicken Sie hier, um Ihren Gesponserten Eintrag zu erhalten.

Lage

Kategorie

Telefon

Adresse


Am Gleisdreieck
Hamburg
21033