TALK SPORT WITH NAHUM

TALK SPORT WITH NAHUM

Share

ትንታነ ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ዓበይቲ ሊጋትን ሓደሰቲ ዜና
መስርሕ ምስግጋርን

15/08/2024

Shout out to my newest followers! Excited to have you onboard! Abraham Joseph, Tekle Bereket

How did you find me?

15/08/2024

ናይዚ ሒዛናዮ ዘለና ክራማት መስርሕ ምስግጋር ተጻወቲ ተቖጻጺራ ዘላ ክለብ ቸልሲ ሕጂ ዉን ን ቪክቶር ኦሲመሀን ካብ ክለብ ናፖሊ ከተሰጋግር ኣብ 🤝 ስምምዕ በጺሓ። £ 39 ሚሊዮን + ሉኳኩ + ሴሳር ካሳይዲ ኣብቲ ስምምዕት ዝኣተዉ ተጻወቲ ቸልሲ ኢዮም ።

18/09/2021

Pure talent

14/09/2021

ሓደ ግዜዜ

05/09/2021

That smile 😃😀 ....
Top guy
Top class player.
ኢንጎሎ ኢንጎሎ ካንተ

18/08/2021

Proud ❤

18/08/2021

Pep Guardiola the spoiled child.

- ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓመታት ልዕሊ ኩሎም ኣሰልጣኒ ኩዕሶ እግሪ ወጻኢታት ጌሩ፡
- ን ማን-ሲቲ ከሰልጥን ካብ ዝጅምር ዉን £1b ቢሊየን ንኽበጽሕ ገለ ሳናቲም ኢየን ዝተርፍኦ...
- እዚ ኣሰልጣኒ ግን ቀንዲ ሽግሩ ኣበይ ኢዩ? ማለት ነዛ ክለብ ክንድቲ ዘዉጻቶ ወጻኢታት ማዕሪኡ ዓወታት ዘየምጽኣላ ክሳብ ሕጂ ?
- ብምንታይ ምኽንያት ኢዩ ኸ ነታ ብኹሉ ነገራ ስጥምቲ ዝጸንሓቶ'ሞ ከምኡ ዉን ዝደልዮም ተጻወቲ ክዉስኽ ዘፈቀደትሉ ባየረን ሙኒኽ እቲ ካብኡ ዝጠለበቶ ዋንጫ ቻምፒየንስ ሊግ ከየምጽኣላ ገዲፍዋ ዝወጸ?
ብኣይወገን እቲ መልሲ ክብድ ዝበለ እኳ እንተኾነ ፐፐ ብዝግባእ ዝተፈተነ ኣሰልጣኒ ኣይኮነን ንዓይ ኣብ ብቕዓት ተጻወቲ ናይ ቕድም ባርሴሎና ተሓቢኡ ዝና ዝቀደሞ ኣሰልጣኒ ኮይኑ ኢዩ ዝርኣየኒ : እዚ ማለት ግን ነዚ ኩልና ብልቢ ነፍቕሮ ዓይነት ስፖርት ኣበርክቶ ወይ መቀረት ኣይገበረን (ኣይሃበን )ማለት ኣይኮነን።

Want your business to be the top-listed Gym/sports Facility in Asmara?

Click here to claim your Sponsored Listing.

Location

Category

Website

Address


203 Downhills Way
Asmara
N176AH