26/02/2023
ማንቸስተር ዩናይትድ ብዘእምን ዉጽኢት ን ኒውካስትል ብሸቶታት ካስሜሮን ቦትማን ናብ ገዛእ ልዳቱ ዘቁጸራን 2-0 ተዓዊታ።
#አሪክ ተንሃግ ምስ ጋንቱኡ ናይ መጀመርታ ዋንጫ ዓቲሩ
sport news
26/02/2023
ማንቸስተር ዩናይትድ ብዘእምን ዉጽኢት ን ኒውካስትል ብሸቶታት ካስሜሮን ቦትማን ናብ ገዛእ ልዳቱ ዘቁጸራን 2-0 ተዓዊታ።
#አሪክ ተንሃግ ምስ ጋንቱኡ ናይ መጀመርታ ዋንጫ ዓቲሩ
26/02/2023
እቲ ዓቢ ትጽቢት ተጌርሉ ዘሎ ጸወታ ማንቸስተር ዩናይትድ ምስ ኒው ካስተለ መዛዘሚ ጸወታ ካራቦኣካብ
*ደገፍቲ ኒውካስትለ ድሕሪ 50 ዓመት ዋንጫ ንምዕታር ተስፋ ጌሮም ይጽበዩ
*አሪክ ተንሃግ ናይ መጀመርታ ዋንጫ ምስ ዩናይትድ ሎሚ የልዕልዶ
26/02/2023
ቶተንሃም ንመጀመርታ ጊዜ ን ቸልሲ ኣብ ሓዲሽ ሜዳኣ ዓዲማ ብ ሸቶታት ኦሊቨር ስኪፕን ሃርይ ካነ 2-0 ስዒራታ። ተሓጋጋዚ ኣንቶኒ ኮንተ ን 3 ግዜ ንቶቶንሃም መሪሑ ዓወት ኣመዝጊቡ። ናይ ግርሃም ፖተር ገዲፍካ ደገፍቲ ቸልሲ ጸወታ ከይ ተወደአ ካብ ስታዲኡም ክወጹ ተራእዮም