Kora sport

Kora sport

Share

Kora sport media ኩሎም ዝበሃሉ ስፖርታዊ ሓበሬታታት ናባኩም ዘቅርብ ናትኩም ሚድያ እዩ : ስለ ትከታተሉና ካብ ልቢ ነመስግን ሰናይ ፃኒሒት ::

24/04/2026

ሰብ ዋና ወልዋሎ፡ ኣብ ማእኸል ፈተና ዘርኣኽምዎ ፅንዓት ክምስገን አለዎ!

​ጋንታ ወልዋሎ ገና ካብቲ ዘጋጠማ ናይ ፋይናንስ ፀገም ሙሉእ ብሙሉእ ከይተናገፈት ን ፅባሕ ታይ ከም ዝፍተጠር አይዘይተፈለጠሉ እዋን፣ እዛ ታሪኻዊት ጋንታ ደው ኢላ ንክትቕፅል ብዝገበርኩምዎ ዘይሕለል ደገፍ Kora Sport ልባዊ ምስጋና የቕርብ።

​እቲ ፀገም ከየሐለለኩም ኣብ ጎኒ ጋንታኹም ተሰሊፍኩም ዘለኹም ኩላትኩም
​ሙሉእ ኮችንግ ስታፍን ተፃወትን ንዘርኣኹምዎ ትብዓትን ሞያዊ ተኣማንነትን: ክብሪ ይግበአኩም ::

​ናይ ልቢ ደገፍቲኣብ ፅቡቕን ሕማቕን ብተስፋ ካብ ጎኒ ጋንታኹም ስለዘይተፈለኹም ክብሪ ይግበአኩም
​ ሰብ ሃፍቲ እዛ ጋንታ ከይትፈርስ ኩሉ ዓቕምኹም ንእትገብሩ ደቀባት ክብሪ ይግበአኩም።

​ፀገማት እናጋጠሙ ከለዉ ኣብ ጎኒ ምዃን ናይ ሓቀኛ ናይ ተኣማንነት መግለፂ እዩ። ክብሪ ይግበአኩም! ሐዚ እውን ኩላትኩም ደገፍቲ ት ፀገም ክፍታሕ ን ዝምልከቶ አካል ተፅዕኖ ብምፍጣር ጋንታኩም ካብ ፀገም ክተላቅቅዋ kora sport ፃውዒትና ነቅርብ ።

24/04/2026

🌟 በየነ ባንጃው ... ወልዋሎ አብ ታሪካ ንመጀመርያ ጊዜ ኢትዮጽያ ዋንጫ ናብ ርብዒ ፍፃሜ ክትኣቱ ናይ መጨረሻ ዓሻራኡ ቅድሚ ምዕራፉ ዝነበሮ ስምዒት 👏

Kora sport ⚽️

24/04/2026

' ድሕሪ ጋንታታት መቀለ 70 እንደርታ ን ወልዋሎን ብ አሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይለ ትምራሕ ኢትዮጵያ መድን ናብ ርብዒ ፍፃሜ ከም ዝሓለፈት ኣረጋጊፃ ።

kora sport ⚽️

24/04/2026

🌟 ጋንታ መቻል አብ ኢትዮጵያ ዋንጫ ዓብይ ታሪክ ዘለዋ ጋንታ እያ ን 13 ጊዜ ፅዋዕ ክትዓትር ኪኢላ እያ : ብጫውያን ወልዋሎ ግን አብዚ መድረክ ን መጀመርያ ጊዜ ታሪክ ክሰርሑ : ናብ ናይ ፅዋዕ መድረክ ክግስግስሱ አውዲቆም ክሓልፉ ኪኢሎም ኢዮም ::

Kora sport ⚽️

Photos from Kora sport's post 23/04/2026

🌟🌟 ደገፍቲ ወልዋሎ ስታድየም አድስ አበባ 🌟🌟⚽️

23/04/2026

⚽️ ደገፍቲ ወልዋሎ 🌟🌟 ስታድየም አድስ አበባ
Kora sport ⚽️⚽️⚽️⚽️⚽️

23/04/2026

🌟 ድምቀት ወልዋሎ ደገፍቲ ወልዋሎ 🌟
Kora sport ⚽️⚽️

23/04/2026

🌟 አጨፋሪ ጋንታ ወልዋሎ ሙሌ (ሽጉጥ)
እስኪ ከንደይ ካብ 10 ....
Kora sport ⚽️

23/04/2026

⚽️ ,አዲስ አበባ ስታድየም ⚽️
Kora sport ⚽️👏👏👏

Photos from Kora sport's post 23/04/2026

🌟 ወልዋሎ አዲስ አበባ ስታድዮም
Kora sport ⚽️

23/04/2026

⚽️ ድሕሪ ዓወት ስምዒት ደገፍቲ ወልዋሎ 🌟💪💪
Kora sport ⚽️⚽️⚽️⚽️👏

Want your business to be the top-listed Gym/sports Facility in Addis Ababa?

Click here to claim your Sponsored Listing.

Location

Category

Website

Address


22 Awraris
Addis Ababa