30/10/2024
ምልክታ ንደለይቲ ስራሕ
•~•••~•
ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ስፖርት ክለብ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። በዚ መሰረት ኣብ ታሕቲ ዝተቐመጠ መስፈርቲ እተማልኡ ደለይቲ ስራሕ ኣብቲ ዝወፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ክትወዳደሩ ይዕድም።
ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብቲ ዝስዕብ ስእሊ ምርኣይን ብውሽጢ መስመር Welwalo Adigrat University FC ምሕታት ይከኣል።
29/10/2024
ናይ 2017 ናይ ኢትዮጵያ ፕሪምየርሊግ
መርሃ ግብሪ 6ይ ሰሙን
ኣብ ድሬዳዋ ስታዲየም
ሰሉስ ጥቅምት 19/2017
10:00 ኢትዮጵያ መድን - ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ
01:00 ፋሲል ከነማ - አርባምንጭ ከተማ
ሰናይ ዕድል ንጋንታና 💛💛💛
•~••••••~•
የ2017 የኢትዮጵያ ፕሪሚየር ሊግ
6ተኛ ሳምንት መርሃ ግብር
በድሬዳዋ ስታዲየም
ማክሰኞ ጥቅምት 19/2017
10:00 ኢትዮጵያ መድን - ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ
01:00 ፋሲል ከነማ - አርባምንጭ ከተማ
መልካም ዕድል ለክለባችን 💛💛💛
24/10/2024
Welwalo Adigrat University FC
27/09/2024
ናይ ፀወታ መዓልቲ
•~•••~•
√ ሎሚ ዕለት 17-01-2017
√ ሰዓት 10፡00
√ ቅዱስ ጊዮርጊስ Vs ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ
√ ብቐጥታ ብ DSTV ካብ ድሬዳዋ ስቴድየም ክመሓላለፍ እዩ።
መልካም ዕድል ንጋንታና 💛💛💛
Welwalo Adigrat University FC
25/09/2024
ከንአን ኢንተርናሽናል ሆቴል ዓንዲ ሑቀ ስፖርት ዓዲግራት
•~•••~•
ከንአን ኢንተርናሽናል ሆቴል ዓንዲ ሑቀ ስፖርት ዓዲግራት አብ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ሐገዝ ዝተፀገሙ ወገናት ልዑል ተሳትፎ ዝገብር ወናኒ ከንአን ኢንተርናሽናል ሆቴል ሐዉና አምባሳጀር ሃይሉ ከምቲ ልሙድ አብ መስቀል ዓጋመ ዝተሳተፈት ጋንታ ከተማ ዓዲግራት ዝነበራ ናይ ማልያ ፀገም ብምፍታሕ ሙሉእ ማልያ ዓዲጉ ንክትወዳደር ዝገበረ እንትከዉን ሎሚ ሶሉስ ድማ ጋንታ ከተማ ዓዲግራት ሻምፕዮን መስቀል ዓጋመ 2017 ምኳና ብምሕጓስ ንሙሉእ አባላት ጋንታ ናብ ከንአን ኢንተርናሽናል ሆቴል ብምዕዳም ናይ ድራርን ለስላሳን መስተንግዶ ብምግባር ንቀፃሊ ድማ አብ ጎንኩም እየ ብምባል አበረታቲዑዎም:: ክብረት ይሀበልና::
''አምባሳጀር አምባሳደር ወልዋሎ!!''
Welwalo Adigrat University FC
21/09/2024
ጋንታና ናይዚ ዓመት ውድድራ ብስዕረት ጀሚራቶ ኣላ
••~•••~••
ኣብ ኢትዮጵያ ፕርሚየር ሊግ ናይ 2017 ናይ ውድድር ዘመን ባሕር ዳር ከተማ ምስ ጋንታና ወልዋሎ ዓዲግራት ዩኒቨርሲቲ ዘካየደኦ ጨዋታ ጋንታና 1ን0 ብዝኾነ ውፅኢት ክትሳዓር ክኢላ እያ።
ባሕር ዳር ከተማ ተዓዊታ ክትወፅእ ዘኽኣለታ ጎል ፍፁም አለሙ ኣብ መበል 24 ደቒቓ ጎል ከቑፅር ክኢሉ እዩ።
Welwalo Adigrat University FC
12/09/2024
🟡 እነሆ ብሕብርና! 🟡
እቲ ህቡብ ኣቕራቢ ስፖርታዊ ዕጥቂ ጎፈሬ ነታ ብርክት ዝበሉ ደገፍቲ እትውንን ጋንታ ወልዋሎ ዩ/ዓ ፅሬቶም ዝሓለው ናይ መጀመርያ፣ ካልኣይን ሳልሳይን ማልያ ዕላዊ ጌሩ ኣሎ።
💥 ጋንታ ወልዋሎ ብምህርትታት ጎፈሬ ማዕሪጋ ኣብ ፕሪምየር ሊግ ክትደምቕ እያ! 💥
🟡 ይሄው በቀለማችን! 🟡
ታላቁ የስፖርት ትጥቅ ብራንድ ጎፈሬ የበርካታ ደጋፊዎች ባለቤት ለሆነው ወልዋሎ ዓ/ዩ ክለብ ጥራት ያላቸው የመጀመሪያ፣ ሁለተኛ እና ሦስተኛ የመጫዎቻ መለያዎችን ይፋ አድርጓል።
💥 ወልዋሎ በጎፈሬ ምርቶች አሸብርቆ ሊጉን ያደምቃል! 💥
------------------------------
Gofere Sports
Welwalo Adigrat University FC