ዕረፍቲ
ወልዋሎ 0-0 ድቻ
Welwalo is My Oxygen
ወልዋሎ ዓጋመ ደመይ
#This page is created for sport and
entertainment purpose.
#football is life
30'
ወልዋሎ 0-0 ድቻ
09/04/2026
1'
ወልዋሎ 0-0 ድቻ
09/04/2026
ወልዋሎ ምስ ድቻ
ሐዚ ድሕሪ ሒደት ደቂቃ ክጅምር እዩ
27/03/2026
ህጹጽ ጻውዒት፦ ወልዋሎ ናይ ምፍራስ ሓደጋ የንጸላልዋ ኣሎ!
ንመላእ ተፈተውቲ ስፖርት፣ ደገፍቲ ወልዋሎን ተወለድቲ ዓዲግራትን፤ ዓጋመ
' እታ " አብ እምነትኪ አፅሊልና" እናበልና ዝዘመርናላ፣ ኣብ ሜዳታት ኢትዮጵያ ስም ዓዲግራት ስም ዓጋመቶት ዘላዓለት ጋንታና ወልዋሎ፣ ሎሚ ኣብ ኣዝዩ ዘሕዝን ኩነታት ትርከብ😭። እቲ ሓቂ ክንሓብኦ ዘይንኽእል መሪር ኮይኑ ኣሎ፦ ተጫወትትና ደመወዝ ካብ ዝስእኑ ኣዋርሕ ቆጺሮም ኣለዉ።
⚠️ እቲ ጸገም ካብ ዓቕሚ ጋንታ ንላዕሊ ኮይኑ ኣሎ!
👉ተጫወትቲ ንወርሓዊ ናብርኦም፣ ንክራይ ገዛን ንስድራቤቶምን ዝኸውን አይተከፈሎምን ፣ ንክብሪ እታ ጋንታ ክብሉ ጥራይ ኣብ ሜዳ ይስለፉ ኣለዉ። እዚ ንሕልና ዝረብሽ ኩነታት እዩ :እታ ጋንታ ብሰንኪ እዚ ናይ በጀት ሕጽረት ኣብ ዝመጽእ ሰሙናት ክትፈርስ ወይ ካብ ውድድር ክትወጽእ ትክእለሉ ዕድል ሰፊሕ እዩ።
🔈 ድምጺ ንኹን!
"ወልዋሎ ዓዲግራት" ማለት ንዓና ታሪኽና እዩ፣ መለለዪ መንነትና : ጋንታና ክትፈርስ ከላ ስቕ ኢልና ክንርእይ ኣይግባእን።
ንሰብ ሃብቲ፦ ዓዲግራት ዘፍረየቶም ሃብታማት፣ ትካላትን ሰብ ጸጋን፤ ወልዋሎ ሎሚ እያ ትደልየኩም ዘላ። እቲ ትማሊ ዝነበረ ኩርዓት ንከይጠፍእ ኢድኩም ዘርጉሑ።
ንመንግስታዊ ትካላት፦ እዛ ጋንታ ናይ ሓደ ከተማ ጥራይ ዘይኮነስ ናይ ሓደ ህዝቢ ምልክት እያ እሞ፣ ህጹጽ ናይ በጀት መፍትሒ ክናደየላ ይግባእ ሓላፍነትኩም ተዋፀኡ።
ንደገፍቲ፦ "ካብ ነጠብጣብ ማይ ውሕጅ ይኸውን" ከም ዝበሃል፣ ዘላትና ብምውጻእ ንተጫወትትናን ሰራሕተኛታትን ነተባብዕ።
✊ ቃልና ነሕድስ!
ወልዋሎ ክትወድቅ ኣይኮነትን ተመስሪታ። ካብዚ ፈተና እዚ ብዓወት ክንወጽእ ንኽእል ኢና። ኩላትና ብሓባር ንለዓል!
"ወልዋሎ ኣይትፈርስን - ኩላትና ኣብ ጎና ንቁም 💪
By Tedy on Alem
22/03/2026
ብሩኽ ሰንበት
Heroes �����������������������
20/03/2026
Eid Mubarek
19/03/2026
Eid Mubarak to everyone celebrating. 🌙
💛🖤💛🖤💛🖤💛🖤💛🖤💛🖤💛🖤💛
Click here to claim your Sponsored Listing.
Location
Category
Telephone
Website
Address
Adigrat