01/06/2026
ኣብ ሓዱሽ ጋንተኦም ኣብ ፈላማይ ፀወተኦም ዝደመቑ ኣናብስ ሽቱ ብምምዝጋብ ፈሊመምዎ
ኣብ ፈላማይ ፀወተኦም ሽቶ ብምምዝጋብ ፈሊመምዎ ዞም ኣናብስ💪💪💪
ኣብርሃም ሃይላይ 1 ሽቶ
ኤቨን የማነ 1 ሽቶ
ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ እንኳዕ ደሰ በለና
ጋንታ ኲሓ ኣየኹም ናይና💪💪
Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ሰላም ስፖርት ክለብ Selam football club, Sports Team, mekelle, Mekelle.
01/06/2026
ኣብ ሓዱሽ ጋንተኦም ኣብ ፈላማይ ፀወተኦም ዝደመቑ ኣናብስ ሽቱ ብምምዝጋብ ፈሊመምዎ
ኣብ ፈላማይ ፀወተኦም ሽቶ ብምምዝጋብ ፈሊመምዎ ዞም ኣናብስ💪💪💪
ኣብርሃም ሃይላይ 1 ሽቶ
ኤቨን የማነ 1 ሽቶ
ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ እንኳዕ ደሰ በለና
ጋንታ ኲሓ ኣየኹም ናይና💪💪
30/05/2026
6ተ ኣባላት ጋንታና ተመሪፆም 💪🙏💪
**&**
ፍርያትን ዕባያት ጋንታና ዝኾኑ ኣባላት ጋንታ ኲዖሶ እግሪ ቀመር ዕቓርን ልቓሕን ናብ 2ተ ዓበይቲ ጋንታታት ተመሪፆም
ኣብ ውድድር ፅዋዕ መሰቦ ካብ ተሳታፊት ዝነበረት ጋንታና ብሰንኪ ዝሰርሐቶም ስሕተታት ካብ ምድባ ዘይምሕላፋ ይዝከር እዩ።
እዚ ድማ ከም ውልቀ ፅቡቕ ምንቅስቓስ ዝነበሮ ኣባላት ጋንታና ካብ ምድበን ሓሊፈን መፃረይ ንዝገብራ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታን ጋንታ ኲሓን ኣባላትና ክመረፁ ኺኢሎም እዮም
ናብ ጋንታ መቐሉ 70 እንደርታ B ዝተመረፁ
👉ሓለቓ ጋንታና ተመስገን ፍቓዱ (ጀነራል ጋትሶ
👉ቃልኣብ በረከት(CR
👉ኣብርሃም ሃይላይ(ዘጎት
👉ተኣምራት ሃይለየሱስ(ግድሚ
ናብ ክፍለከተማ ኲሓ ዝተመረፁ
በረከት ንጉስ(ንጉሰ
ኤቨን የማነ (ኣይቫር
ፅቡቕ ዝተሳኸዐ ውድድር ይግበረልኩም
ኣየኹም ናይና!
03/05/2026
ተኸታታሊ 2ይ ዓወት ኣመዝጊባ
ጋንታና ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ዕቋርን ልቓሕን ቀመር ዝሓለፈ ሰሙን ንጋንታ ማይጨው 3-0 ዝረትዐታ ሎሚ ድማ ንጋንታ ሃፀይ ዮውሃንስ ሃገረሰላም 2-1 ብዝኾነ ውፂኢት ተዓዊታ💪💪💪
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ናይቲ ዕለት ቡሉፅ ተፃዋታይ ተባሂሉ ዝተሓረየ ናኦድ ፋኑስ ነይሩ
ኣብ ናይ ሎሚ ድማ ኣቤል ሃፍቲ(ፔድሪ)
ኣብ ተኸታታሊ ፀወታ ፅቡቕ ምንቅስቓ ብምግባር ንጋንታና ሽቶ ኣብ ምምዝጋብ ዝርከብ ድማ ሳይሞን ሚኪኤለ (ደኩ)🙏💪
02/05/2026
በዚ ዕለት ስነስርዓት መርዕኡ ዝፈፀመ ናይ ልቢ ደጋፊ ጋንታና Habu Man Endertawi ኣብላት ጋንታና ኣብ ጎኑ ብርካብ ናይ ሓጎሱ ተኻፈልቲ ኾይኖም ዊዒሎም እንኳዕ ደስ በለካ🙏🙏
18/04/2026
ጀነራል ጋትሶ ቡሉፅ ተባሂሉ ተሓርዩ 💪💪
ሎሚ ኣብ ዝተኻየደ ግጥም ፅዋዕ መሰቦ ካፕ ጋንታና ምስ ጋንታ ሃርመኒ ዘራኸበ መርሃ ግብሪ 1=1 ተዛዚሙ ኣብዚ ፀወታ ድማ ሓለቓ ጋንታና ተመስገን ፍቓዱ ቡሉፅ ተባሂሉ ተሓርዩ💪💪🙏
29/03/2026
ዓቕሚ ምስ ፀባይ ኲሉ ኣማሊኡ ዝዓደሎ ተኸዳኒ ማልዪ ቁ.ሪ 21 ቡዙሕ ዘይተዘረበሉ ተኸላኻሊ ጋንታ ቀመር ዕቃርን ልቔሕን ዕባይ ጋንታ ሰላም ተኣምራት(ግድሚ) ሎሚ ጋንታ ቀመር ምክ ሲራክ 1=1 ኣብ ዝተፈላለየትይሉ ናይዚ ፀወታ ቡሉፅ ተባሂሉ ተሸሊሙ።
ተስፋና ቡዙሕ እዩ ኣባኻ💪
04/03/2026
HBD
ኲሉ ለጥዕመሉ ጋሼ እንኳዕ ተወለድካ
ዝቐረየ ዘመንኻ ዝተባረኻ ይኹን🎂🎂🎂
25/01/2026
እንኳዕ ደስ በለኩም 💐
ኣብ ዕቤት እግሪ ኲዕሶ ብፍላይ ድማ ኣብ ዕቤት ጋንታና ዕዙዝ ኣበርክቶ ዘበርክት ዘሎ ወናንን መስራትን ናይና ስፖርት Nayna Sport Amanuel Getachew ሎሚ መዓልቲ መርዕኡ ይፍፅም ኣሎ እንኳዕ ደስ በለኩም ኤማ ናይና
17/01/2026
4ይ ሰሙን ግጥም 1ይ ድቭዥን ፅዋዕ መሰቦ ካፕ
ሆስፒታል ሃርመኒVs ቀመር ዕቃርን ልቓሕን
ሰምበት 10/5/2018 ሰዓት 2:00
ታሕተዋይ ስታዴም ትግራይ
12/01/2026
ድሕሪ 3ይ ሰሙን ፀወታታት 1ይ ድቭዥን ፅዋዕ መሰቦ ካፕ ዘሎ ደረጃ