ክለብ ኩዕሶ እግሪ ሑፃ ቆላ ገርዓልታ

ክለብ ኩዕሶ እግሪ ሑፃ ቆላ ገርዓልታ Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from ክለብ ኩዕሶ እግሪ ሑፃ ቆላ ገርዓልታ, Sports, Wukro.

15/07/2026

With Abraha Birhane AR – I just got recognized as one of their top fans!

ክ/ኩ/እ/ሑፃ ቆላ ገርዓልታ ኣብ ቀረባ ግዜ ተመስሪታ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ዝሓሹ ተፃዘቲ ዝሓዘት ክለብ እያ።ይኹን እምበር ነዚተረዲኡ ብቀረባ ናተይ ዝብላ ዝሰኣነት ብትካቦ እትጎዓዝ እያ።ስለዝኾ...
13/07/2026

ክ/ኩ/እ/ሑፃ ቆላ ገርዓልታ ኣብ ቀረባ ግዜ ተመስሪታ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ዝሓሹ ተፃዘቲ ዝሓዘት ክለብ እያ።ይኹን እምበር ነዚተረዲኡ ብቀረባ ናተይ ዝብላ ዝሰኣነት ብትካቦ እትጎዓዝ እያ።ስለዝኾነ ኸዓ ኩሉ ግዜ ሓገዝ እንጥይቕ። ንሐዚ ምበር ግዜ ምስዝስተኻኸል ገርዓልታ ብዙሕ ሃፍታም ሎጃት ስለዘለውና ፀገም ኣይክህሉን።
ሐዚ ግን ኣብ ዘይፈልጡዎ ከተማ ብሽግር ይሳቐዩ ኣለው።ስለዚ ኩሉኹም ደገፍቲ ሰብ ሃፍቲ ፅባሕ ከሊእ መዓልቲ ስለዝኾነ ሃየ ንረባረብ!

ሰላም ሰላም ኩሉኹም ናይ ቀረባን ርሑቕን ቤተሰብ ኩ/እ/ክለብ ሑፃ ቆላ ገርዓልታ ሐዚ ዘለኹሉ ኣብ ድሬዳዋ ዘይኮነስ ኣብ መጋብ እየ ዘለኹ።ብዙሓት ሰባት ንምንታይ ከምዘይከድኩ ብኣካል ይኹን ብ...
13/07/2026

ሰላም ሰላም ኩሉኹም ናይ ቀረባን ርሑቕን ቤተሰብ ኩ/እ/ክለብ ሑፃ ቆላ ገርዓልታ ሐዚ ዘለኹሉ ኣብ ድሬዳዋ ዘይኮነስ ኣብ መጋብ እየ ዘለኹ።
ብዙሓት ሰባት ንምንታይ ከምዘይከድኩ ብኣካል ይኹን ብስልኪ እናደወሉ እናጠየቑኒ እዮም።ኣነ ዘይከድኩሉ ብናይ ባዕለይ ፀገም /ግዜ ማሕረስ/ስለዝኾነ ምበር ከሊእ ከምዘይኮነ ክትፈልጡለይ እፈቱ።ቀደም ኔረ ሐዚ ኣለኹ ንቀፃሊ ድማ ክህሉ እየ።ሓደ ሓደ ዘይስሩዕ ወረታት ይውዝዑ ስለዘለው እየ።ኩሉኹም ተፃወቲ ኣዝየ እየ ዝፈትወኩምን ዝናፍቐኩምን።ብኣካል እንተዘይ ሃለና ብልቢ ብሓባር ኣለና።missssss you all members!

27/06/2026

በዚ መሰረት
1,ሃ/ስላሴ ግደይ 1 ዕፃ
2,ገ/ጀወርግስ ሃይሉ ረዳ 2ዕፃ
3,ፀጉ ገብሩ 4 ዕፃ
4,ተ/ብርሃን ገ/ሂወት 1ዕፃ
የቕንየልና ወገናትና

ክቡራት ደገፍቲ ክ/ኩ/እ/ሑ/ቆ/ገርዓልታ ኣነውን ሓደ ትኬት ሒዘ ስለዘለኹ ( 501-600) እናደወልኩም ወይ1,watsupp2,face book3,telegram0914140424 ተጠቐሙንሓደ ዕፃ ...
27/06/2026

ክቡራት ደገፍቲ ክ/ኩ/እ/ሑ/ቆ/ገርዓልታ ኣነውን ሓደ ትኬት ሒዘ ስለዘለኹ ( 501-600) እናደወልኩም ወይ
1,watsupp
2,face book
3,telegram
0914140424 ተጠቐሙ
ንሓደ ዕፃ 300ብር ጥራሕ
account CBE 1000625785964
screen s**t ተጠቐሙ ናደረሰይ ለኣኹለይ ኣተሓሒዝኩም
ዕፃኹም ብመን ከም ዝቁረፅ ፀሓፉለይ

ንኩለኹም ደገፍቲ ክ/ኩ/እ/ሑፃ ቆላ ገርዓልታ ክለብኩም ኣብ ድሬዳዋ ንዝካየድ ውድድር ሻ/ክለባት ኢትዮጵያ ንምስታፍ ገንዘባዊ ሓገዝ ስለዘድልያ ነዚ መፍትሒ ክኸውን ዝኽእል  ዝተፈላለዩ ዕፃታት...
27/06/2026

ንኩለኹም ደገፍቲ ክ/ኩ/እ/ሑፃ ቆላ ገርዓልታ
ክለብኩም ኣብ ድሬዳዋ ንዝካየድ ውድድር ሻ/ክለባት ኢትዮጵያ ንምስታፍ ገንዘባዊ ሓገዝ ስለዘድልያ ነዚ መፍትሒ ክኸውን ዝኽእል ዝተፈላለዩ ዕፃታት ብመልክዕ ሎተሪ ኣዳሊና ኣብ ምቑራፅ ስለእንርከብ ብሓደ እምኒ ክልተ ዒፍ ከምዝበሃል ዕድልኩምን ኣጋርነትኩምን ክተረጋግፁ ንፅውዕ!
1,1ይ ዕፃ ሞተር ሳይክል
2,2ይ ዕፃ ጣውላ ዓራት
ልማዓት ዓዲ ብወዲ ዓዲ!

27/06/2026

With Feleg Media Network – I just got recognized as one of their top fans!

ከመለኻቱምሓዱሽ ደብዳቤ ስ/ፈደረሽን ትግራይ
26/06/2026

ከመለኻቱም
ሓዱሽ ደብዳቤ ስ/ፈደረሽን ትግራይ

Address

Wukro

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ክለብ ኩዕሶ እግሪ ሑፃ ቆላ ገርዓልታ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share

Category