እዘን ክብርቲ ኣዴና ሎሚ ኣቑሲለናኒ እየን
🤣🤣🤣🤣👌🤣🤣🤣
Kabhier/ካብሄር
እዚ ሚድያ'ዚ ስፖርትን ፡ ካለኦት እንዳመሃሩ ዘዛናግዑ መደባትን ዘቕርብ ሚድያ'ዩ ❤🇪🇷❤
🤣🤣🤣 ብ-ኣይትንገር ዝንገር 🤣🤣
ኣደይ ዓባይ ደኣ ሓንሳብ ፋሕ ምስ በለን ምጥርናፍ ኣቢወን እንድዩ 😃😃😃😃🤣
ኣነስ ኣደ ውጹዓት ክብልዋ ከለው'ዩ ዘስሕቐኒ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
እዚ ኣብ ንእስነቱ ብዘጋጠሞ ሓደጋ ባቡር 2 የእጋሩ ዝሰኣነ መንእሰይ" ንኸባቢ 6 ዓመታት ጸገሙ ኣብ ውሽጡ ዓቚርዎ ድሕሪ ምጽናሕ ትማሊ #ሞኒካ ኣብ live ከኣ ሃንደበት የኣቱ'ሞ።
እንዳተሰፈ እቲ ዘጋጠሞ ሽግርን፡ ዘድልዮ ዘሎ ሓገዝ ናይ ዓረብያ (ዊልቼርን) ንሞኒካ ምስ ነገራ "ኣሞይ-ቅጭን'ውን ኣይጨከነትሉን ምስ ብጾታ ኮይና ክትጉስጉስ ትጅምር'ሞ ኣብ ውሽጢ 3-4 ሰዓት ልዕሊ 1 ሚልዮን Diamonds ተዋጺእሉ " እቲ ዝሓተቶ ዓቐን ኣኺልሉ ብሓጎዝ እንዳተሰራሰረን ፡ ምስ ሞራሉን ተፋንይዎም።
ኣሞይ-ቅጭን ሕጂ'ውን ንዓኺ ዝኸውን ቃላት የብለይ 👌🫡
ኣንታ ህዝቢ 👉🇪🇷 ንስኻ ከኣ እንኳዕ ካባኹም ኮና 🔥🙏❤️
እዚ ኑኡስ ሓውና ምናልባት ኣብዚ ማሕብረራዊ ሜዳ ትርእይዎ ትኾኑ ኢኹም።
ዮናስ'ዩ ሽሙ ኣብ ጀርመን ድማ ይቕመጥ። ናብራ ስደት ኣብ ምብዳህ እንዳሃለወ'ዩ ሓደጋ ናይ ባቡር ኣጋጢምዎ እተን ጌና ጎዩ ዘይጸገበለን 2 ምሓውሩ ስኢኑ።
ሽግሩ ኣብ ውሽጡ ዓቢጥዎ ድሕሪ ምጽናሕ'ዩ ኣብዚ ሳልስቲ ኣፉ ከፊቱ ተደፋኢት ዓረብያ (ዊልቸር) ሓገዝ ሓቲቱ ዘሎ።
የሕዋት ስደት ኣይኮነን ዶ ከምዚ ዓይነት ሓደጋ ወሪድካ ምስ ምሉእ ጥዕናኻ'ውን ኣይተኻእለን። ስለዚ እስከ ሞራል ንሃቦ ኣጆኻ ንበሎ።
ሓቂ-በልኪ ኣሞይ ቅጭን ✅👌
ብንኡሱ ዘይናኣሰ #ፍሊ ተቐባሊ ሕድሪ ዋርሳይ ✊🇪🇷
እቶም ንውድቀትካ ከይደቀሱ ዝሓድሩ እልፊ ገፈል ፡ መፈል ማይ ዓሚኾም እዮም ዝተርፉ። ንስኺ ሰጉም ጥራይ 👊💪💪
VALVERDE’s shoot hit him, and he’s lucky to still be alive. 😂😃🫣
ግርሜሶ ማለት ኪኖ'ቲ ብጥበብ ዝተፈትለ ትሕዝቱኡ " በቲ ዘይምኖ ሰሓቢ ነጎድጓድ ድምጹ'ውን ዝዳረጎ የለን 👏✅🔥
እዚ ኣይህሉው ኣይስሩር ረሳሕ ቆልዓ ኣብ ልዕሊ እታ ኣቡኡን ፡ ኣዲኡን ብጅግንነት ዝተበጀውላ ባንዴራ 🇪🇷 ይቕረ ዘይብሃሎ ገበን ፈጺሙ ኣሎ።
እቶም ኤርትራውያን ኢኹም ከኣ ገገኛታት ነዚ ልሙስ ቆልዓ ኣንበሳ ዶ ኣድጊ ጊፍት እንዳሰደድኩም ዘይልሙድ ኣልሚድኩም ምስ ከላእክሞ ዘይስሓብ ስሒቡ ኣብ ከምዚ ወዲቑ ዘሎ "
Click here to claim your Sponsored Listing.
Location
Category
Telephone
Website
Address
Birmingham