ROTES INFO
█▓▒F░O░L░L░O░W▒▓
10/08/2026
ሓዉና መርሃዊ ካብዚ ኣጋጢምዎ ዘሎ ሽግር ንክርህዎ ኣብ መላእ ዓለም ዘለኹም የሕዋቱን ፈለጥቱን ተደናገጽትን ሓገዝኩም ቀጽሉሉ ኣቦ ዉሉዱ ኒኪከዉን።ከምኡዉን ሼር በሉሉ።
Donate to ህጹጽ ጻውዒት ሓገዝ ንሕክምና መርሃዊ ሰመረ ዑቕባገብርኤል Help Merhawi Semere .., organized by MIKAEL TESFALDET YEMANE ብመጀመርያ፣ ሰላም ኣምላኽን ምሉእ ጥዕናን ምስ ኩላትኩም ክኸውን ይምነ፣ ዝኸበ… MIKAEL TESFALDET YEMANE needs your support for ህጹጽ ጻውዒት ሓገዝ ንሕክምና መርሃዊ ሰመረ ዑቕባገብርኤል Help Merhawi Semere ..
07/08/2026
Donate to ህጹጽ ጻውዒት ሓገዝ ንሕክምና መርሃዊ ሰመረ ዑቕባገብርኤል Help Merhawi Semere .., organized by MIKAEL TESFALDET YEMANE ብመጀመርያ፣ ሰላም ኣምላኽን ምሉእ ጥዕናን ምስ ኩላትኩም ክኸውን ይምነ፣ ዝኸበ… MIKAEL TESFALDET YEMANE needs your support for ህጹጽ ጻውዒት ሓገዝ ንሕክምና መርሃዊ ሰመረ ዑቕባገብርኤል Help Merhawi Semere ..
Pow good answer 🥰🤣🤣🤣
Uganda 🇺🇬 +256745564392
Eritrea 🇪🇷 +2917769205
Gofoundme link:-
https://www.gofundme.com/f/support-eritrean-music-legend-temesgen-gebresilassietaniqo/cl/s?utm_campaign=fp_sharesheet&utm_content=amp30-treatment-1&utm_medium=customer&utm_source=copy_link&lang=en_GB&attribution_id=sl%3A0e841b6c-ec7c-4c15-ab40-1fec55715916&ts=1785705961
01/08/2026
ናይ ኩሉ ግዜ ንጉስ👑
( ጣኒቆ🎶🔋)
🤴🎧🎵 Respect🙏❤
Bereket was one of our finest nationalist vocalists, remembered for his powerful voice and deeply meaningful lyrics that inspired many. 🌟🎤
26/07/2026
ምስጢር ሓድነትን ምዕባለን ስዊዘርላንድ.. ንሕናኸ እንታይ ንመሃር? _
ስዊዘርላንድ 4 ዝተፈላለየ ቋንቋታት (ጀርመን፡ ፈረንሳ፡ ጣልያን፡ ሮማንሽ) እትዛረብ ሃገር ክነሳ፡ ከመይ ኢላ ሓንቲ ካብተን ዝሃብተማን ሰላማውያንን ሃገራት ዓለም ኮይና?
1 ሕጊ መሰረት ኩሉ እዩ!
ምስጢር ስዊዘርላንድ ኣብ 1291 ዓ.ም. ዝጀመረን ድሓር ብ1848 ወግዓዊ ዝኾነን ጽኑዕ ሃገራዊ ቅዋም (Constitution) እዩ። መጀመርታ 3 ጀርመን ዝዛረባ ካንቶናት (ዞባታት) ብሕጊ ተጠርኒፈን፤ እቶም ካልኦት ቋንቋ ዝዛረቡ ድማ ሕግን ሓድነትን ዘዋጽእ ምዃኑ ምስ ረኣዩ፡ ኣብቲ ስርዓት ርዒሞም ቁጠባኦምን ሰላሞምን ኣረጋጊጾም።
__ ንሕናኸ ኣብ ዓድና እንታይ ኣለና?
ልክዕ ከም ስዊዝ፡ ንሕና እውን ፍትሒ ዝሕሉ ''ሕጊ-እንዳባ" ኣለና። ብከባቢ ስሙ ይፈላለ ይኸውን እምበር፡ ትሕዝቶኡ ሓደ እዩ። ነዚ ከባብያዊ ሕግታትና ጠርኒፍናን ብዘመናዊ መልክዕ ኣመሓይሽናን ናብ ''ሃገራዊ ቅዋም'' እንተቐይርናዮ፡ ምሉእ ተኽእሎታት ምዕባለ ኣለና።
ስዊዘርላንድ ዘለኹም ነዚ ሓቂ ከመይ ኢኹም ትርእይዎ?
ሃገር ብሕጊ እምበር፡ ብስምዒት ኣይትህነጽን! ሓሳብኩም ኣካፍሉ...
📍 Genève, Suisse 🇨🇭❤️
Klicken Sie hier, um Ihren Gesponserten Eintrag zu erhalten.
Lage
Telefon
Adresse
Rue Des Bains
Geneva
1205