19/09/2026
ሃገራዊት ጋንታ ኢጣልያ ቻምፕዮን ዓለም ንምስታፍ ሞንትርያል ካንዳ ኣብ ዝኣተወትሉ ክልተ ነናይ 27 ሽሕ ዶላር ዝዋግአን ብሽክለታታት ተሰሪቃ...!
ፖሊስ ከም ዝብሎ፡ እተን ብሽክለታታት ድሒረን ኣብ ፌስቡክ ማርኬትፕለይስ ንመሸጣ ተዘርጊሐን፡ ኣብ መወዳእታ ከም ዝተረኽባ ይሕብር፡ ምስቲ ጉዳይ ብዝተኣሳሰር ክልተ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ዝኣተዉ ክኾኑ ኸለዉ ፡ ሓደ ካብኦም ብስርቅን ፡ ዝተሰርቀ ንብረት ምሓዝን ሓዊሱ ክሲ ቐሪቡሉ ኣሎ...!
ቻምፕዮን ዓለም ጽባሕ ሰንበት 20 መስከረም ብናይ ዓበይቲ ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕቲዮን ናይ ውልቂ ናይ ግዜ ውድድር እዩ ክፍልም...!